Norges billigste bøker

Bøker av Shalom Ministries

Filter
Filter
Sorter etterSorter Populære
  • av Shalom Ministries
    148,-

    ዕዉት ህይወት፡ እንታይ ምዃኑ ትፈልጥዶ፧ ዓወት ክትረክብ ኢልካ ኣዚኻ እኳ እንተ ጸዓርካ ግናኸ እንተ ወዲቕካ፡ ከም'ዚ ኢልካ ብዓውታ ትጭድር ትኸውን፡ "ይዋእ ኣነ ምግዱር ሰብ፡ ካብዚ ናይ ሞት ስጋስ መን ኮን ኬድሕነኒ እዩ፧" (ሮሜ7:24)። ምድሓን፡ ኣብ ጥቓኻ ከም ዘሎ ርግጽ ግበር "ንኣምላኽ ብጎይታና የሱስ ክርስቶስ ስብሓት ይኹኖ" (ሮሜ7:25)። ዕዉት ህይወት፡ እትበጽሖ ዘይኮነ እትወሃቦ እዩ። ናይ ህይወትካ ምቕያር እዩ። ብሕቡእ ዘይኮነስ ብግልጺ እዩ ዝፍጸም። ብገዛእ ርእስኻ ዘይኮነስ፡ በቲ ኣባኻ ዘሎ ክርስቶስ እዩ ዝፍጸም።

Gjør som tusenvis av andre bokelskere

Abonner på vårt nyhetsbrev og få rabatter og inspirasjon til din neste leseopplevelse.