Norges billigste bøker

Bøker av Tsegai Teclemicael

Filter
Filter
Sorter etterSorter Populære
  • Spar 11%
    av Tsegai Teclemicael
    279,-

    ሌተናንት ኮሎኔል ታምራት ወንድነህ ኣባል ደርግን ሓላፊ ወተሃደራዊ ስለያ ኣብ ኤርትራን፡ ሓጎስ ገብረኣነንያ ኣባል ማእከላይ ሽማግለ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ ኣብ ጕዳይ ኤርትራን ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያን ሰብ መትከልን ራእይን ከም ዝነበሩ፣ ዑስማን ያሲን፡ ኣባል ማከላይ ሽማግለን ፖለቲካዊ ቤት ጽሕፈትን ሓላፊ ስለያዊ ጕዳያት ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራን ርቀት ስለያዊ ውዳበታቱን፣ ተጋዳሊት ኣዜብ በራኺ፡ ካብ ሜዳ ናብ ኣስመራ ሰሊዃ ብምእታው ዝፈጸመቶ ተልእኾን፣ ፕረዚደንት መንግስቱ ሃይለማርያም፡ "እመኑ ኣይትእመኑ፡ ሻዕብያ፡ ኣቶሚክ ቦምብ ሰሪሒ'ሎ፡" ዘበሎ ስዕረት ኣብ ሜዳ ኤርትራን መረሕቲ ኲናት ጀነራላ ኢትዮጵያ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ስዕረቶም እንታይ ይብሉ ከም ዝነበሩን፣ መሪሕነት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ፡ ኣብ ክፉትን ዕጹውን ኣኼባታቶም ኣብ ልዕሊ ናጽነት ኤርትራን ህዝባዊ ግንባርሓርነት ኤርትራን ይኣልምዎ ዝነበሩ ስዉር ተጻብኦ ብዕምቆት እተዘንቱ መጽሓፍ'ያ።

Gjør som tusenvis av andre bokelskere

Abonner på vårt nyhetsbrev og få rabatter og inspirasjon til din neste leseopplevelse.